19/07/2026
10 ሽሕ ሽልማት 🎯⚽️🎁
----
ሃገራውያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ስፔይንንፊፋ ዓለም ዋንጫ 2026 (FIFA World Cup 2026) ዘካይድዎ ፍፃመ ፀወታ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:00 ጀሚሩ ክካየድ እዩ።
ነዚ ፀወታ ብትኽክል ንዝገመቱ ተሳተፍቲ ድማ ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ን4 ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ንዝመለሱ ሽልማት ክሽልም እዩ።
✔️1ይ ብትኽክል ንዝገመተ 4000 ብር
✔️2ይ ብትኽክል ንዝገመተ 3000 ብር
✔️3ይ ብትኽክል ንዝገመተ 2000 ብር
✔️4ይ ብትኽክል ንዝገመተ 1000 ብር
ብጠቅላላ ድምር ብር 10, 000 (ዓሰርተ ሽሕ ብር) ክሽልም ኢዩ::
ክትመልስዎም ዘለኩም ሕቶታት፡
1. መን ይስዕር? (ስፔን ወይ ኣርጀንቲና)
2. ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?
3. ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
4. ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
ተዓዋቲ ንምዃን ክተማልኦም ዘለዉኻ ቅድመ-ኩነታት (Rules)፡
• Share ምግባር፡ ነዚ ፖስት ብግልፂ (Public Share) ክተካፍሉ ኣለኩም።
• Like & Follow: ነዚ ናይ ፌስቡክ ገፅ (Page) Like ክትገብሩን Follow ክትገብሩን ኣለኩም።
• ግምትኩም ሓደ ግዜ ጥራሕ ምፅሓፍ (Edit ምግባር ወይ ደጊምካ ምፅሓፍ ኣየሸልምን)።
• ፌስቡክ ኣካውንትኩም፡ ልዕሊ 500 ፈተውቲ (Friends/Followers) ክህልዉኹም ኣለዎም፣ Profile ሎክ (Locked) ክኸውን የብሉን።
• ናይ ግዜ ገደብ፡ ግምትኩም ክሳብ ምሸት ሰዓት 3:59 ጥራሕ እዩ ዝቕበል።
🔹እዘን ሊንክታት ከፊትኩም Follow &Share ምግባር ከይትርስዑ።
1)Desta Group
https://www.facebook.com/share/18B27S31Vi/?mibextid=wwXIfr
2 )Desta Telecom PLC
https://www.facebook.com/share/181dMUDMtW/?mibextid=wwXIfr
3)Desta Farms
https://www.facebook.com/share/1HbMAUXKJe/?mibextid=wwXIfr
4 )D B AFRICA TRADING PLC
https://www.facebook.com/profile.php?id=61561605218757
5)Noble Trading PLC
https://www.facebook.com/profile.php?id=61573240539086
6) Desta international Hotel
https://www.facebook.com/share/1Bb8Hwf7ED/?mibextid=wwXIfr
ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ | Desta Business Group